ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን ይዋግኡ ኣብ ልዕሊ ዘለው ሓይልታት ‘ውሳነ ጄኖሳይድን፣ ተሓታትነትን’ ዝምልከት ውሳነ ሎሚ ሰሉስ ዘርጊሑ። ...
ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ መቐለ ኣብዚ ልደት የሱስ ክርስቶስ ዝተሰምዖም መንፈሳዊ ቅሳነት ክገልጹ እንከለዉ፡ በቲ ኣጋጣሚ ግን ኣብቲ ክልል ዝርአ ዘሎ በበይኑ ጸገማት ፍልልያትን’ውን ክዓርፍ ...
ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዝበዝሐ ደቡባዊ ክፋል ኣመሪካ ዝተራእየ ብርቱዕ ቀዝሒን ዝሰዓበ በረድን ውርጪን ሓያሎ ኣገልግሎታት ምትዕንቃፉ ኣሶሸይትድ ፕረስ ገሊጹ። እዚ ተርእዮ ካብ ናይ ቅድሚ ሎሚ ፍልይ ዘብሎ ...
መራሒ ሶርያ ዝነበሩ ባሽር ኣል ኣሳድ ካብ ስልጣን ካብ ዝተላዕሉ ጊዜ ንዳሓር መዕርፎ ነፈርቲ ደማስቆ ንፈለማ ጊዜ ዓለምለኸ በረራታት ኣተኣናጊዱ። ካብ ቐጠር ዝተበገሰት ነፋሪት ኣብ ደማስቆ ኣብ ...
(ኮትዲቭዋር) ዝተዋፈሩ ሰራዊት ፈረንሳ ካብ’ዚ ወርሒ’ዚ ጀሚሩ ካብ’ታ ሃገር ከምዝወጹ ፕረዚደንት ኣላሳኔ ኦታራ ኣፍሊጦም። ብመሰረት’ዚ ውሳነ’ዚ ኮትዲቭዋር ምስ’ተን ሰራዊት ፈረንሳ ካብ ግዝኣተን ...
ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዝበዝሐ ደቡባዊ ክፋል ኣመሪካ፡ ኣዝዩ ሓያል ቀዝሒ ሃሪሙ፡ ንሱ ዝፈጠሮ በረድን ውርጪን ድማ ንሓያሎ ኣገልግሎታት የተኣጓጉል ከም ዘሎ ኣሶሸትድ ፕረስ ኣስፊሩ። እዚ ተርእዮ ካብ ናይ ...
ኮንግረስ ኣመሪካ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ተዓዋታይ ምርጫ 2024 ምዃኖም ትማሊ ሶኑይ ኣረጋጊፁ። ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ደገፍቲ ትራምፕ ንውፅኢት ምርጫ ጆ ባይደን 2020 ንምግልባጥ ንህንፃ ባይቶ ኣመሪካ ወሪሮም ነይሮም። ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ኣዝዩ ሕንፍሽፍሽ ዝተመልኦ ምፅዳቕ ውፅኢት ምርጫ ትማሊ ሰኑይ ህ ...
(ህወሓት) ዝተገብረ ፈተነ ከም ዘይተዓወተ ምኽትል ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብቲ ትማሊ ሰንበት ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጦም። እዚ ንኽልተኦም ኣካላት፡ ...
(ኦፌኮ) ዝጽዋዕ ፓርቲ’ዮም። ኣቐዲሞም ኣባል ተወካሎ ህዝቢ መንግስቲ ዝነበሩ ኣቶ ቡልቻ፡ ኣብ 1967 ምኽታል ሚኒስተር ፋይናንስ ኰይኖም’ውን ምስራሖም መዝገብ-ታሪኽ ህይወቶም የመልክት። ቀዳማይ ...
ብሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓዪሻ መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሎሚ ሓሙስ ኣብ መቓዲሾ ኣትዩ፡ ምስ ሰብ-መዚ መንግስቲ ሶማልያ ብምዝርራብ ንጉዳይ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ሓደ ...
(FBI)፡ ኣመሪካ ፈጻሚ መጥቃዕቲ ምስ ሓይልታት ዳዕሽ ምትእስሳር ከም ዘለዎ ኣመልኪቱ ኣሎ። ብመሰረት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዝሃቦ ቃል ሰዓታት ቅድሚ’ቲ መጥቃዕቲ፡ ሻምሰዲን ጃበር፡ ነቲ እስላማዊ ...
ብሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓዪሻ መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሎሚ ሓሙስ ንመቓዲሾ ብምጕዓዝ ምስ ሶማላwiያን መዛንኡ ተራኺቡ። ልኡኽ ኢትዮጵያ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ...